ሓድሽ ምምሕዳር ሶርያ፡ ታርቶስ ኣብ ዝብሃል ኣውራጃ ገማግም ባሕሪ እታ ሃገር፡ “ትርፍራፍ ስርዓት ኣልኣሳድ ንምቕራም” ኢሉ ዝሰየሞ ወታሃደራዊ ስርሒትን ሃድንን ጀሚሩ ኣሎ። እዚ ዝኸውን ዘሎ 14 ...
ዳዕወለይ ኣብ ዝተህለት ከተማ ክልል ሶማሌ ናይ ኢትዮጵያ ኣብ መንጎ ቀቢላታትን ሓይልታት ጸጥታን ብዝተወልዐ ጎንጺ ክሳብ ልዕሊ 100 ዝበጽሑ ዜጋታት ምማቶም ምንጭታት ካብቲ ቦታ ይሕብሩ ኣለዉ። ...
ኣብ ሰንዓ ብስራሕ እንከሎ፡ ካብ እስራኤል ብዝተተኰሰ ደብዳብ ንገለ ካብ ኣባላቱ ከም ዝሃረመ ዝገለጸ ዋና ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፡ ንሱ ግን ውሑስ ከም ዘሎን ዝዀነ ...
At least 6,000 prisoners have escaped from a maximum security prison in Mozambique as widespread post-election riots and ...
ትማሊ ረቡዕ ንሻሙናይ ግዜኡ ናብ ኣስመራ ዝተጓዕዘ ፕረዚደንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ መሓሙድ፡ ሎሚ ሓሙስ ንሃገሩ ቅድሚ ምምላሱ፡ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ናይ ኤርትራ ኣብ ዞባዊ ምርግጋእን ...
ዳኒኤል ገብረጊዮርጊስ ኣብ ቤት ትምህርቲ ቀላሚኖ ተመሃራይ 12 ክፍሊ’ዩ ዘሎ። ዳኒኤል ካብ ብቖልዕኡ፡ ነቲ ኣብ ከባቢኡ ዝርአ ሕጽረታት ንምቅላል ክምህዝን ከመሓይሽን ምጅማሩ’ዩ ዝነግር። ኣብቲ ብዙሕ ...
ተቓዋሚ ሰልፊ ደቡብ ኮርያ፡ ንመሰጋገሪ ፕረዚደንት ሃን ዱክ-ሱ ካብ መዝነቱ ንምእላይ ሎሚ ሓሙስ ክሲ መስሪቱ። ብ14 ታሕሳስ ካብ መዝነቱ ብኽሲ ንዝተኣልየ ፕረዚደንት ዩን ሱክ የውል ተኪኡ ስልጣን ...
"ዓብድልቃድር እድሪስ" ብዝብል ስም ዝረቝሖን ኣብ ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት ኤርትራ ኣማኻሪ ጉዳያት ሶማሊያን ኢሉ ዝጠቐሶን ሰብ ብምውካስ፡ ሃገሩ ኣብ ኣዋጅ ኣንካራ ዘለዋ ተቓውሞ ከም ዝገለጸ ጸብጺቡ። ...
U.S. President Joe Biden signed 50 bills into law on Tuesday, including one that makes the bald eagle the country's official ...
ኣብዛ ትዛዘም ዘላ ብዙሕ ዘየሕጉሱ ወረታት ዝተኸስቱላ ዓመት፡ ነበርቲ ከተማ ኒው-ዮርክ ነቲ ዘለዎም ሻቕሎትን ጭንቀትን ዘራግፉሉ ዘይተሓስበ ስፍራ ረኺቦም ኣለዉ። እዚ ኣብ መንገዲ ባቡር ዝተደኮነ ...
ሶማሊያ ትማሊ ሰኑይ ኣብ ልዕሊ ሰራዊታ ካብ ወገን ሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዶሎው ዝተባህለ ከተማ መጥቃዕቲ ተፈጺሙዎ ኢላ ከሲሳ ነይራ’ያ። ኢትዮጵያ ግን “መግለጺ መንግስቲ ሶማሊያ ዘደንጹ’ዩ” ...
ተቓዋሚ ሰልፊ ደቡብ ኮርያ ነቲ ንግዝያዊ ፕረዚደንት ሃን ዱክ ሶ ንምኽሳስ ተወጢኑ ዝነበረ መደብ ናብ ዝመጽእ ሰሙን ምትሕልላፉ ገሊጹ። እቲ ሰልፊ ነቲ ውሳነ ዘሕለፈ ግዜያዊ ፕረዚደንት ሃን ዱክ ነቲ ...